Child Bullying: Ụzọ ise ị ga-esi chọpụta mmekpa ahụ nwa gị na-agabiga nụlọ akwụkwọ

Mmekpa ahụ ụmụakwụkwọ n'aka ụmụakwụkwọ ibe ha abụghị taa ka ọ malitere na Naịjirịa. Ya bụ ihe nke bekee na-akpọ 'bullying' bụ nnukwu ajọ ihe nke e kwesịrị ijikọ aka ọnụ ma kwụsị ya n'ụlọakwụkwọ.

ጳጳስ ፍራንሲስ ሃገራት ኣውሮጳ ንስደተኛታት ዘተኣናግዳሉ ዘለዋ ኩነታት ኮኒኖም

ኣብ ግሪካዊት ደሴት ሌስቦስ ተረኺቦም ዘረባ ዘስምዑ እቶም ጳጳስ፡ “ናይ ስልጣነ ውድቀት” ክብሉ ነቲ ሃገራት ኣውሮጳ ንስደተኛታት ዝነጽጋሉ ኩነታት ነቒፎም። ...

ኢንዶንዥያ፡ ብውሕዱ 14 ዝቐተለ እሳተጎመራ ን11 ዓድታት ብሓሙኽሽቲ ኣድብዩ

"10 ሰባት በቲ ከም ፈሳሲ ዝውሕዝ ዝነበረ ርሱን ጭቃ ተወሲዶም ኣለዉ" ኢሉ። ኣብ ካልእ ዓዲ ዝነበር ውለቀ ሰብ'ውን ካብታ እሱ ዝነበረላ ቁሸት 10 ሰባት ሃለዋቶም ጠፊኡ ምህላዉ ገሊጹ። "ኩልና ንቡር ውሑጅ እምበር ብእሳተ ጎሞረ ዝሰዓበ ዋሕዚ ጭቃ ኣይመሰለናን፡ ሰማይ ሃንደብት ብትኪ ዕብልኽ ኢሉ ፤ ኣምላኽ ይመስገ ...